ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ዘርኢ አግራብ: መሳርሕታት ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 24, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ብመሰረት እዚ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም
- ዝተሓደሰ ናይ 2009 ዓም ፍቃድ ንግዲ ብዘርፉ ከቅርብ ዝክእል
- ንአቁሑት መለዋወጢ መኪናን ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፈለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
- ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ምዉሳድ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ ንመለዋወጢ አቁሑ መኪና 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንዘርኢ አግራብ 3000 ቅርሺ ንመሳርሕታት ፅሕፈት 3000 ቅርሺብጥረገንዘብ ወይእዉን ብሲፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ተጫረቲ ከትሕዙ ኣለኩም
- ጨረታ 7 ታሕሳስ 2009 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451137 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል