ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ሕንፃ መሳርሒ: አሌክትሮኒክስ: ምግብን ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
- ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
- ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
- ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩምÂ ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
- 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
- ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 8/3/09 Â ዓ/ም እስካብ 22/3/09 ዓ/ም ይኸዉን::
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/3/09 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 22/3/09Â ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
- ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
- ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲÂ ዉዕሊÂ ክአስር ዝክእል::
- እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
- እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::