ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2009 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንጨንፈር ማእከል ዝጥቀመሎም መሳርሒታት ካብ ዘቅርቡ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 8, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ኣብ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለወዎ
4 ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ
5 ንመክበሪi ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ
6 ሰነድ ጨረተ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል
7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 5/3/2009 ዓም ክሳብ 17/3/2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/3/2009 ዓም ሰዓት 3:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
9 ኣብቲ ጨረታ ክርከብ ዘይክእለ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኣብ ዘየለክሉ ይክፈት ኢሉ ይክእል
እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ስልኪ ቁፅሪ 034240138