ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
- ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴልÂ / specification/Â ምስራዝ ኣይካኣልን::
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታ እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ 100 ሐደ ምኢቲ ብር ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ገዚኡ ክወዳደር ዝደሊ
- ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 1/03/2009 ዓ/ምÂ ክሳብ 15/03/ 2009 ዓ/ምኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ብዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃ እነ ዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/03/ 2009 ዓ/ምÂ ሰዓት 8:30 ሰዓት 9:00 ናይ ንጎሆÂ ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንÂ ይከዉን
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000 /ሓሙሕተ ሽሕ ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል::
- ኣድላይ ኮይኑ ኣብ ዝተረከበሉ ግዜ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 20% ናይ ምዉሳክን ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ናይ 2009 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰነ
- ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲንካርድ /Â ዘለዎÂ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
     ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052