ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ን 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት: አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 መረዳእታ መቅረባይነት

3 መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፈላይነት

4 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 2 ሕዳር 2009 ዓም ንግሆ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:00 ይክፈት

እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፊል ናይ ምስራዝ መስል አለና

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442541

ጨረታ መደብ