ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመትን ናይ መኪና ጎማን 2009 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን:;
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 17/02/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል
3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንሕትመት 3000 Â ንመኪና ጎማ 1000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 09/03/2009 ዓ:ም ሰዓት 9:10 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ እዩ::
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::
9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::