ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሐታይ ኣዲያቦ መለዋወጢ ኣቁሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ናይ 2008 ዓም ፍቀድ ንግዲ ዘሐደሱን

2 ናይ መቅረባይነት ወረቅት ምስክር ናይ 2008 ዘሐደሱ

3 ተጫረቲ መለለይ ከፋል ግበሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 11/ 2 /2009 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ 25 ጥቅምቲ 2009 ዓም ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታየ ኣድያቦ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 25 ጥቅምቲ ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

7 መክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይን ድማ ብ ሲፒኦ 5000 ቅርሺ ኣብ እዋን ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ተጫረቲ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ከቅርቡ አለዎም

9 ቤት ፅሕፈትና መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ተጫረቲ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500231

ጨረታ መደብ