ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት /ንብረት/ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 16, 2019 (2 መዓልቲ ገይሩ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት /ንብረት/ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደሱ፣ ናይ VAT ተመዝገብትን ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክኾኑ ይግባእ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/03/2019 ዓ/ም እስከ 18/03/2019 ዓ/ም ኣትሒዙ ምውሳድ ይክኣል።
* ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 18/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፂኡ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ/ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት።
* ብቤት ፅሕፈቱ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።

ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት /ንብረት/ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 15/03/2019 ዓ/ም -18/03/2019 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 18/03/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 VAI ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::