ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑ ፅሬትን ካብ ናይ 2009 ዓ ም በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 4, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ቀፂሎም ዝተረርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
- ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈልኩም
- በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግሪ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ተጫረቲ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ እንተኮይንኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለተÂ ጀሚርኩም ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2009 ዓ ም ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ፣ነቁሑ ፅሬት ዘይምለስ 20 ቅርሺÂ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ዓዲግራን ክፍሊ ቁፅሪ 5 ምዉሳድ ትክእሉ
- ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ንአቁሑ ፅሬት 2000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብÂ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ከትሕዙ ይግባእ
- ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ዓዲግራት ዝርከብÂ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩÂ ንተጨረቲ ክፍቲ ይከዉን
- ሳንዱቅ ጨረታ 17 ጥቅምቲÂ 2009 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡ 30 Â ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ምብራቅ ዓዲግራን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይምርካቦም ምክፋት ሰነ ስርዓት ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
- እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን።ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዋ ግና ፊርማ በዓል ዋና ክዓርፎ ይግባእ
- ተወሳኪ እሴትÂ ታክስ ተመዝገብቲ Â እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ
- ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ማሕተም ናይቲ ኣካል ክግበረሉ ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት 20% Â ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- እቲ Â ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ናብቲ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ወይንድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344452083 ወይንድማ ብሞባይል ቁፅሪ 0914123546 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል