ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲÂ ፍቓዶም ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
- መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
- ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
- ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
- Â ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻንÂ Â Â ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
- Â ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 1/02/2009 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 3:30 : ዝኽፈተሉ ዕለት 15/02/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይከዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ተጫራታይ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎም
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ
- ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ
       ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ