ሆስፒታል መቀለ ዝተፈላለዩ ናይ ሰብ መድሓኒት: ናዉቲ ሕክምናን: አቁሑት Laboratory Reagent ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
በዚ መሰረት ንክትወዳድሩእትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ::
- ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
- ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ብር 50 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
- ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 1000 ኦርጅናልን ኮፒን ከትሕዙ ዝክእሉ::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
- እቲ ጨረታ ዕለት 4/02/2009 ዓ/ም ሰዓት4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
- ተጫረቲ ዝመልእዎዋ ጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢተቀባልነትን የብሉነ::
- ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡÂ ::
- ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 03 44 40 02 46Â Â ምሕታትይካኣል
Â