ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ስፔር ፓርት( ናይ መኪና ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ስፔር ፓርት( ናይ መኪና ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ)፡፡

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/11/2018 ዓ/ም -24/11/2018 ዓ/ም ይከውን:: 6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 24/11/2018ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ፡፡

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

9 VAT ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::

10 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ድምር ይቅመጥ ፣ ኣፍቲ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s