1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኦቲ ዝኮንሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩ ክኮኑ ይግባእ
3 ናይ ጨረታ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ብስፒኦ ዉሕስና ባንኪ ኣብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ አለዎ
4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ኣብ ክፍሊ ሒሳብ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ዝረከብ ቢሮ ምዉሳድ ትክእሉ
5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ፋይንሻል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕን ክሳብ 30/7/2026 አቆፃፅራ ፈረንጂ ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከእትዉ ዝክእል
6 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት 30/7/2026 ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶን ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790
ድሕሪት