ንንግዲ ዝካረ ገዛ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
መለክዒ(ረቛሒታት) ጨረታ
1) ናይ ጨረታ መበገሲ ዋጋ ንካሬ ብር 450.00 ተወሳኺ እሴት ታክስ ወሲኹ
2) እቲ ዝካረ ገዛ ንምንታይ ዓይነት ንግዲ ክጥቀምሉ ከምዝኽእሉን ብክንደይ ዋጋ ብር ንሓደ ካሬሜትር ከምዝካረይዎ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ
3) ቅድመ ክፍሊት ንሓደ ካሬ ሜትር ብዘሸነፎ ዋጋ ኣራቢሑ እንተንኣሰ ናይ 3ተ ወርሒ ኣታዊ ዝገብር
4) ናይ ሓደ ወርሒ ክራይ ብዘይካ ቅድመ ክፍሊት ኣብ ኣካውንት ሒሳብ ቁፅርና ዘእቱ
5) ተጫራታይ ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ስ/ቁዕርን ብምፅሓፍ ብፖስታ ዓሺጉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ የእቱ
6) ጨረታ ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 03/11/18 ክሳብ 09/11/18 ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ
7) ጨረታ ዝዕፀወሉ 08/11/18 ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ሰዓት 4:30 ረፋድ
8) ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ናይ 3ተ ወርሒ ቅድመ ክፍሊት ዝኸፍል
9) ጨረታ ሰነድ ካብ ይሓ ሪል እስቴት 6ይ ወለል ቁፅሪ 8 ምውሳድ ዝከኣል ምዃኑ
10) ይሓ ሪል እስቴት ዝሓሸ ዕድል እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።
ድሕሪት