ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ዕክንም 137/2-3/1/01

ዕለት-18/10/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 59

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ቲን ኖምበር ቫት ተመዝገብቲ እንተዃይንኩም ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዋ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 23/10/18 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ንጎሆ ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 23/10/18 ዓ.ም ሳዓት 3:30 ንጎሆ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2- ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዝቐረበ ዋጋ ዝፀነዐ ይኸውን

3- ዋጋ ክትመለኡ ከለኹም ስሕተት እንተጋጢሙ አብ ተስተኻኸልዎ ዋጋ ፌርማ ክዓርፎ ኣዎ

4- ስፐሲፌኬሽን ካብ ቤ/ፅ/ት ፕረዚደንት ዳ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ር ቑ ክፍሊ 3-18 ብኣካል ምውሳድ ይካኣል

5- ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 1ሓደ/ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ንብረት ከርክብ

አለዎ

5- ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577/0914706215 ምሕታት ይካአል

7- ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ መሰራዝ መሰለ ዝተሓለወ'ዩ:

ዝድለ ዝርዝር ንብረት ናይ መኪና ጎማ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላማደርያ7.50 R16 LT M755ብቑ3

ምስ ሰላምታ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s