ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ንህቢ መራብህትን ኣልባሳትን፣ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ኤሌክትሮኒክስን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 15/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 30/10/2018 ዓ.ም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ እንዳሞከኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይክኣል።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ (TIN) ከምኡ’ውን ናይ ሚያዝያ 2018 ዓ.ም VAT ዲክለረሽን ወረቀት (ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ቅዳሕን) ከቅርቡ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ መክበሪ ውሕስና (CPO፣ ባንኪ ጋራንቲ ወይ ጥረ ገንዘብ) ከም ናይ ንብረቱ ዓይነት 4,000 ብር (ንህንፃ መሳርሒ)፣ 5,000 ብር (ንፈርኒቸር) ወይ 10,000 ብር (ንኤሌክትሮኒክስን ንህቢ መራብህቲ ኣልባሳትን) ከትሕዙ ይግባእ።
* ጨረታ ብዕለት 30/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት።

በዚ መሰረት በዚ ዘርፊ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ሕጋዊ ፍቃድ መቅረባይነት ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ዘለኩም

ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15/10/2018 ዓም ክሳብ 30/10/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እናዳሞከኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን መፂእኩም ክትወስዱ ከምእትክእሉ ንሕብር

1 ኣብቲ ሰነድ ናይ ተጫራታይ ሽም ፊርማ ማህተም ኣድራሻ ክገብሩ ይግባእ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ 2018 ዓም ዝተሐዳሰ ናይ መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ሚያዝያ 2018 ዓም ዲክለር ዝገበሩ ከቅርብ ዝክእል ምስ ዋና ሰነዱ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ድማ ቅዳሕ ክተቅረቡ እትክእሉ እቲ ፖስታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እናዳሞከኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 2 ዘሎ ሳንዱቅ መፂእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ ንፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ 4000 : ናይ ንህቢ መራብህቲ ን ናዉቲ ኣልባሳትን 10000 : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር 5000 : ኤሌክትሮኒክስን 10000 ስፒኦ ኣብ ዉሕስና ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንቲ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫራታይ ምስሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ኣይምለሰን

6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ቅርታ መዓልቲ ምስሐለፈ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

7 እቲ ጨረታ ዕለት 30/10/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 30/10/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝትረከብሉ ይከፈት

8 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ጉብኣት ክሳብ ዘማልኡ በኣካል እንተዘይተረከቡ እዉን ፖስትኦም ክክፈት ይግበር

9 ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስን

10 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ዓይነት ንብረት በቲ ዝተጫረቶ እስፐስፊኬሽን ወይድማ መዓቀኒ መሰረት ከቅርብ አለዎ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914165795

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s