ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ-6
ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሞዴል HZB50 ኮስተር ዝዓይነታ ዝኾነት ንብረት ንፓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝኽእሉ ረቛሒታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።
2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።
3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር /ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።
4. ተወዳደርቲ ነጋዶ ዘቕርብዎ ደረሰይ ሕጋዊ ክኸዉን ኣለዎ ።
5. ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ ።
6. ተወዳደርቲ ንዘሸንፍዎ ንብረትኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ ።
7. ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝን ብ25% ናይ ምዉሳኽን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ።
8. ሐዚ እንርከበሉ ቦታ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስን ዕደጋን ቢሮ ዝኸፈት ይኸዉን።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914018514 ደዊልኹም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ ።
ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንሞዴል HZB50 ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት 1ይ ደረጃ ዝኾነ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ናይ 2018 ዓ/ም ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ቲን ናምበርን ዘለኩም ተወዳደርቲ ኣብ ዝስዕብ ሰደቓ ክትመልኡ ተዳልዩ ኣሎ ።
| ተ.ቁ | ዓይነትንብረት//material/ | መፍለይ spesfication | መለክዒ | በዝሒ | ዋጋ ብር | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ንሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
| 1 | ባምፐር | 48304-36170 | ብቁፅሪ | 02 | |||
| 2 | አውተር ቤሪንግራር | 90368-52043 | ብቁፅሪ | 02 | |||
| 3 | ሪለይ{ግለው ፕላግ} | 28610-58120 | ብቁፅሪ | 01 | |||
| 4 | ግሪስ ሲል | 90311-78001 | ብቁፅሪ | 02 | |||
| 5 | ኮነሌት {ቦልት} | 42631-55031 | ብቁፅሪ | 04 | |||
| 6 | ኢነር ቤሪንግ ፊር | 90366-60012 | ብቁፅሪ | 02 | |||
| 7 | ግሪስ | ብቁፅሪ | 04 | ||||
| 8 | ቦልት ሃብ | 90942-02071 | ብቁፅሪ | 04 | |||
| 9 | ቦልት | 90942-02072 | ብቁፅሪ | 03 | |||
ናይ ነጋዳይ ስም ፊርማ
ስልኪ ቑፅሪ
ምምሕዳር
ድሕሪት