ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፋላለዩ ከ/ስራሕቲ / ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ ሞተር ይክል ዕገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪ 748/ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር-22

ዕለትO/ /10/2018ዓ/ም

ኣብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ከ/ስ/ ኣጠቃቅማ ምሕደራ መሬት መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊየ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ባትሪ ህል ሲሊድቁፅሪ1

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Ti Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ኣብ መኽዝኖም ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/10/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኸእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

9. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ዕደጋ 255/2007 መሰረት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s