ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 57 /2018 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብስክሌት ተወዳደርቲ ንውድድር ዝጥቀሙለን ሳይክላት ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 40158/መማግ/11 ብዕለት 13/09/2018 ዓ.ም ብመተሓባበሪ በስክሌት ተወዳደርቲ ብቤት ፅሕፈት አቢሉ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ። - ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ)ይግበር
ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:
- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ:
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስካቶ28-11ኮርሶ ብስክሌታ Shimano | ብቁፅሪ | 2 | |||
| 2 | ካቴና ኮርሶ ብስክሌታ Shimano | ብቁፅሪ | 4 | |||
| 3 | ቤርኖ ቸንትሮ ኮርሶ ብስክሌታ Shimano | ብቁፅሪ | 4 |
NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 03/10/2018ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል
ድሕሪት