ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ሓድሸቲ ማለት እዉን ሞተር ሳይክል: ሴራሚክ :ፕሪነተር :ኮምፒር: ጀነሬተር :ናይ ማይ መብራህቲን ወዘተ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ክሸይጥ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ዝኾነ ክፋል ሕብረተሰብ ካብ 14/9/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስድ ይኽእል።
• ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብፖስታ ኣዓሺጎም ዘእትዉ ኮይኖም፣ ጨረታ ብ28/9/2018 ዓ.ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኸፈት።
• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ 20,000 ብር ናይ ጨረታ መከበሪ (ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ) ከትሕዙ ኣለዎም።
• እቲ ዝቐረበ ዋጋ ን15 መዓልቲታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ስዒሩ ዝወፀ ተጫራች ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ክፍሊት ፈፂሙ ንብረቱ ክልዕል ኣለዎ።

1 ዝኮነ ክፋል ሕብረተሰብ ክጫረት ከምዝክእል

2 እዚ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/9/2018 ዓም ጀሚሩ ዘይመልስ 500 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/9/2018 ዓም ድሐሪ ቀትሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ወይ እዉን ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነዶም ብፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/9/2018 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00

6 ተጫረቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 20000 ብር ብስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7ተጫረቲ ጨረታ ምስሰዓሩ ኣብ ዉሽጢ 5መዓልቲታት ዝተሐተትዎ ክፍሊት ብምክፋል እቲ ንበረት ክልዕልዎ አለዎም ተዘይተላዒሉ ዘትሓዝዎ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ከምሓድሽ ይጫረት

8 እዚ ዋጋ እዚ ን 15 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 0920877411

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s