ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሰክተራት/ኣብያት ዕዮ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንስክተራት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ (ቃለ ጉባኤ፣ ኮምፒተር ወረቐት፣ ኣቃፊ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን ሕጋዊ ማህተምን ዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይግበኦም።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 13/09/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት።
* ንብረት ኣብ እዋኑን ፅሬቱ ዝሓለወን ዘየረከበ መቕረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ዘከፍል ኮይኑ፣ እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሰክተራት/ኣብያት ዕዮ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋ ብርጠቅላላ ዋጋ ብርመብርሂ
1ናይ ወፃኢ ቃለ ጉባኤ ማኣከላይ (ሌጣ)1ይ ደረጃቁፅሪ20
2ኮምፒተር ወረቀት1 ደረጃደሰጣ80
3ኣቃፊ ባዓል ብረት1ይ ደረጃቁፅሪ10

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/09/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት 13/09/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ _ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ክንዲ ቤት ፅሕፈትት/ፋይናንስን

ሽም --- ፌርማ

ዕለት----

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ፌርማ ዕለት--

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s