ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፖርቲክልቦርድ ኣብ ወረዳ እንደሞከኒ ጣብያ ስምረት ግራ ግደይን ማይ ፀሎትን ኣብ ዘሎ ሳይታትና መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካተርፒላር ዝዓይነታ ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 10, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
ስለዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዘር አካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያባ ወይድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊትለፊት አብ ዝርከብÂ ቤት ፅሕፍትናÂ ብምምፃእ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ምግዛእ ይከኣል
1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጂናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ዝከእሉ
2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ክህልዎም አለዎም
4 ተጫረቲ ብፖስታ ብዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ 10,000 ከትሕዙ አለዎም
5 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓለቲ ዓርቢ ዕለት 20 /01 /2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ኣብ መቀለ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0347771259 ወይድማ 0912959846