ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ አብዚ በጀት ዓመት እዚ ሽደሽተ ግዜ ከጫረት ካብ ዝሐዞ ንራብዓይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ስለዝደለየ ተጫረቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2018 (9 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ንድርጅት ዝዉዕል 91 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕል 52 ቦታታት ብጠቅላላ 143 መስረሒ ቦታታት እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ይዕድም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s