ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብክራይ ሎደር መሽን ኣመሓይሹ ዝበትን ኣካል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክራኸብ ይደሊ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ቲን (TIN) መፍለዪ ቁፅርን ዘለዎም ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* ተወዳደርቲ እቲ ዝብተን ሓመድ ብኣካል መፂኦም ብምርኣይ ናይ ጠቕላላ መበተኒ ዋጋ ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም ክሳብ 16/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ክወሰድ ዝኸእል ኮይኑ፤ ጨረታ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት።
* ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ስርሑ ሙሉእ ብሙሉእ ከጠናቕቕ ዝኽእል ክሆን ኣለዎ።

ቁፅሪ........./2018ዓ/ም

ዕለት----27/06/2018ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

ታ.ቁዓይነት ክራይ ንብረትመለክዒበዝሒናይ ጠቕላላ ዝተኮመረ ሓመድ ኩንራት መበተኒዋጋመብርሂ
ብርሳ
1

ሎደር መሽን ክራይ

ቁፅሪ

1

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በቢ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ብተወሳኺ ድማ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎን ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ እቲ ዝብተን ሓመድ ብኣካል ንቤትህንፀት መቐለ መፂኦም ብምርኣይ ናይ ጠቐላላ መበተኒ ዋጋ ብምምላእ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ብ ፖስጣ ብምዕሻግ ከቕርቡ ይኽእሉ

3/ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረኸበ ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ከምዝግበር ክፍለጥ ኣለዎ

4/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/08/2018ዓ/ም ክሳብ 16/08/2018ዓ/ም ሰዓት 3.00 ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 12/08/2018ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት

5/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ምስበተኖ ዝኸፈሎ ገንዘብ ድማ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኾይኑ ድማ 3%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል

6/ መስራቤትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ቤት ህንፀት መቐለ

ጨረታ መደብ

s