ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 39/2018 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ዋንነታ ዝኾነት ተሽከርከርቲ ታቁ 4-00418TOYOTAን ታ.ቁ 4-02320ማዝዳን ተባላሽየን ጠጠው ኢለን ሰለ ዘለዋ ንዕገና ግልጋሎት ዝውዕል ሰፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 23205ቐ/መ/ማይ ብዕለት 06/08/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡
ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:
- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Glow Plag 19850-17020 | pcs | 6 | |||
| 2 | Valve Intake 13711-17010 | pcs | 6 | |||
| 3 | Valve Exhaust 13715-54040 | pcs | 6 | |||
| 4 | Valve Seal 90913-02109 | pcs | 12 | |||
| 5 | Inner bearing front Axel 9036845087 | pcs | 4 | |||
| 6 | Outer bearing RH & LH 9036849084 | pcs | 4 | |||
| 7 | Fuel Filter 1725552 | pcs | 4 | |||
| 8 | Air Filter AB399601AB | pcs | 1 | |||
| ጠ/ድምር |
ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል
ድሕሪት