ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (25 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

መ/ቁ 35180

ዕለት 26/06/2018 ዓም

ምልክታ ጨረታ

ኣፈ/ከሳሲ – ኣይተ ማዓሾ ግደይ ገብረዋህድ

ኣፈ}ተኸሳሲ - ሻምበል ፍረወይኒ ኣርኣያ ደስታ

መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ከትዕ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ ብሽም ኣፈ}ተኸሳሲት ሻምበል ፍረወይኒ ኣርኣያ ደስታ ተመዝጊቡ ዝፍለጥ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ዘለዎ መዋሰኒኡ ብምብራቕ - LC 16121፣ ብምዕራብ - መንገዲ፣ ብሰሜን - LC 16፣ ብደቡብ - LC 16109 ዘዋስኖ ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ከምዝወፀን ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብቲ ንጨረታ ዝወፀ ገዛ ኣብ ባዕሉ ኮይኑ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ድማ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ተኸፊቱ ሰዓት 6:oዐ ናይ ቀትሪ ዝዕፆ ይኸውን። ጨረታ ሰዓራይ ናይቲ ብጨረታ ዘሸነፈሉ ጠቕላላ ዋጋ 25% ኣብቲ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ኣታዊ ይገብር እቲ ዝተረፈ መጠን ገንዘብ ድማ ካብ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዝቑፀር ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ጠቕሊሉ ኣታዊ ዝገብር ይኸውን። ናይ ጨረታ ውፅኢት ድማ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ናብ ዞባ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንክቐርብ ክብል ዞባ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s