ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ ግልጋሎት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 23, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

ምልከታ ጨረታ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ

ተ.ቁመዐቀኒናይ ሓደ ቢያጆ ዋጋመብርሂ
0116m3
0214m3

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእል

3. ብወርሒ ክሳብ 20 ቢያጆ ከልዕል ዝኸእል

4. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/07/2018 - 29/07/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓዕዩ፤ሰዓት 4:30 ኣብ ትካልና ደብሪ ቁዕሪ 8 ይኸፈት፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ

ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።

ጨረታ መደብ

s