ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 06 ብሳምፕል መሰረት ዝኾኑ ኤሌክትሪካል ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (ቲን/TIN) ዘለዎምን ክኾኑ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 23/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ብፖስታ ዝዕሸግ ኮይኑ፣ በቢዕለቱ 24/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 03:00 ይኸፈት።
* ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓፂር መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ናብቲ ቢሮ ከቕርብ ኣለዎ።

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ቦይለርኤሌክትሪካል ብሳምፕል መሰረትቁፅሪ06

➢ እንክተሎም መምርሒ:

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ዕለት 21/07/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/07/2018 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 24/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ክቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ጨረታ መደብ