ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ንቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሹ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኣይስዙ ክሪን ገልባጭ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 17/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 29/07/2018 ዓ.ም ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድ ሾ ምዉሳድ ይክኣል።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ (TIN) ከምኡ እውን ናይ ወርሒ ታሕሳስ/ጥሪ 2018 ዓ.ም VAT ዲክለር መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።
* መከበሪ ጨረታ 15,000 ብር ብጥር ገንዘብ፣ ብCPO ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ከትሕዝ ዝክእል።
* ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 29/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ፣ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት።
* ኣሸናፊ ዝኾነ ተጫራቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሾ ዘቕርብ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914132879 / 0945106017 ምድዋል ይክኣል።

1 ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 17/7/2018 ዓም ክሳብ 29/7/2018 ዓም ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ንዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድ ሾ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ዲክለር ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ወይ ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥር ገንዘብ ብስፒኦን ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ምካኑ

8 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሾ ከቅርብ አለዎ

9 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

10 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/7/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914132879 0945106017 0914421515

ጨረታ መደብ