ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 8, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ቑፅሪ ዕክንም -32-/3-2/01/1

ዕለት 08/07/2018 ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ- 41

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 08/07/18 ዓ.ም ክሳብ 10/07/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 11/07/2018 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገስፅ፡፡

2. አቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ከኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽአስ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምግልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

6. ዋጋ ዘኒቡ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተስ መዓስቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓስትታ ጥራሕ ይኸን

7. መምስ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ገምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምሉ ጡን ብሙሱአ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስበ እዩ፡፡ ንዝደስ ሓበሬታ ብለካስ ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይከኣል

ዋጋ መምሰሊ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎት መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ባትሪ 70 AX-propcs03
2Water pump Assy16100-59255set91

ጨረታ መደብ

s