ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 7, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ 60 ሜትሮ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ (Water Stop G-28) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ቫት/ቲኦቲ ሰርቲፊኬት ኮፒን ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ዘብርህ መረዳእታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 07/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 09/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 6:30 እዩ።
* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ፣ ሰዓራይ ኣብ ሕፅር ዝበለ እዋን ነቲ ኣቕሓ ከረክብ ኣለዎ።

ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
| P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 38389 | 1 | Water Stop | G-28 | M | 60 |
_ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ፡፡
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ፡፡
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/07/2018 - 09/07/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ ።
_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/07/2018 ሰዓት 8:30 ይኸዉን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል።
ምስ ሰላምታ