ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቮልት ኖት ሻፍት ሶል ሚካኒካል ኤንድ ኤሌክትሪካል ማተሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ


1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቫት ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገብክምሉ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ጨረታ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 26/5/2018 ዓን አብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መመምርሒ ዕደጋን ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ እቲ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s