2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕርፎርማ --መቅረብቲ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
ፈርኒቸር
| ታቑ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ማናጀርያል ቴብል 160 ሜትሮ | ቑፅሪ | 2 | |||
| 2 | ሸልፍ ላዕልን ታሕትን ሰለስተ ተኸፋቲ ዘለዎ | ቑፅሪ | 1 | |||
| 3 | ኮምፒተር ቴብል መትሮይ ኣርብዓይ | ቑፅሪ | 1 | |||
| 4 | ሃይባክ ብድሕሪቱ ብረት መጎዝጎዚ ዘለዎ | ቑፅሪ | 2 | |||
| 5 | ጌስት ወንበር መደገፊ ዘለዎ | ቑፅሪ | 4 | |||
➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ
➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር) ምስክር ወረቐት ዘቅርብ
➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ / የገልግል በቲ ዝቐረበ እስፐስፊኬሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን
➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን
➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት 02/4/2018 - 11/04/2018 ዓ.ም ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምሃ ምውሳድ ይከኣል
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 11/04/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት