ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ እንዳሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጀክት ዝኮነ በርሚንግ ኮምፖስተ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ፍሉይ ቦታ አዉራ ጎደና ወይይም ሸድ ብፕሮፈርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100000.00
  • ቦታ: መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ካብ ዕለት 2/4/2018 ዓም ክስብ 9/4/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ጥቃ ትኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ መኮኒ መፂእኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ ንሕብር

2 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ናይ ተጫራታይ ሽም ፊርማ ማህተም ኣድራሻ ክትገብሩ ይገባእ

3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ሓፈሻዊ ወይድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቀረባይነት ዘቅርብ

4 ዋና ሰነድ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ኣብ ሐደ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ጥቅምቲ ወርሒ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ፕሮፎርማ በር 100000 ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ

7 እቲ ጨረታ 9/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 9/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914421683

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s