ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ኣብ 2018 ዓም ዘገልገሉ ንብረታት አጫረቱ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ሕዳር 28, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረራት ካብ ዕለት 27/3/2018 ዓም ክስብ 11/4/2018 ዓም አብ አየር ፀኒሑ 11/4/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ጨረታ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ዝክፈት ይከዉን

2 ዝርዝር ዝጫረቱ ንብረታትን ትሕጃን ጀነሪተር መከበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ ሙሉእ ትቦታት ካብ 21.5 ክሳብ 4 ኢንች 20000 ቅርሺ ዝተፈላለዩ ዝተቆራረፁ ሐፂን መፂን ቆርቆሮን ላሚራን 5000 ቅርሺ ቁርፅራፅ ትቦታትን ኤች ድቢኤ ጎማታትን ዝተፈላለዩ መገጣጠሚ ቆፀርቲ 5000 ቅርሺ ኤች ድቢኢ ጎማታታት በዓል ሐደ ኢንች 10000 ቅርሺ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር 5000 ቅርሺ ይከዉን

ጨረታ መደብ

s