ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 9, 2018
posted: ቅድሚ 11 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
bidding: search status closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ 08/03/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 13/03/2018 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።
| ተ.ቁ | ዝርዝር | መለክዕ | መጠን | ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ካብ ባዓል 8 ክሳብ ባዓል 24 | ኪሱ | 10,000 | ||
| 2 | ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ባዓስ16 ካብ 3ሜ ንሳዕሲ | ኪሱ | 1000 |
1. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ/100,000/በሽም ቢኤምሽር ስቴት ከቅርብ ሰስዎ።
2. አብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን።
3. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምካኑ ብገስፂ ክቅመጥ እስዎ።
4. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሽጉ ክቀርብ አስዎ።
5. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ንብረቱ ከስዕል አስዎ።
መተሓሳሰቢ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክሩስ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ።
ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጽያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ1 6ይ ደብሪ