ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሕታት ፅሕፈት: ኮምፒተራት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: አቁሑት ቢሮን:ቀወምቲ ተክሊ ፈልስታትም ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ2
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 4 ነሓሰ 2008 ዓም ክሳብ 19 ነሓሰ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት
- ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
- ናይ ወርሒ ሰነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
- መክበሪ ጨረታ Â ንመሳርሒ ፅሕፈት 10,000 ቅርሺ Â ንካልኦት ድማ ንሕድሕዶም 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
- ሳንዱቅ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፍት 19 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት ንኮምፒተራት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 800 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት ንአቁሑት መለዋወጢ መኪና 20 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓጽዮ ብተመሰሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት ንአቁሑት ቢሮ 20 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 800 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለትሰዓት 8:30 ይክፈት ንቀወምቲ ፈልሲ ተክልታት 20 ነሓሰ 2008 ዓምÂ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት Â
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል