ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒብና እንገልፆም ዘገልገለ አቁሑት አብ ምግዛእን አብ ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ አብዚ ዝተወፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማታትን አቁሑት መኪናን ካልኦት አቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምርኣይ ይከኣል
ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ክወስዱ ይክእሉ
ተጫረቲ ብጨረታ ንዘሰዓርዎ አቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕሉ ድማ ይግባእ
ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
እቲ ጨረታ ዕለት 9 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡15 ይክፈት
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኪቡ ድማ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ም
ስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348409058 ደዊልካ ወይድማ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል