ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2018 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ማለት እዉን ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት እዚ ናይ መጨረሽታ ወርሒ ቫት ዲክለሪሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 27/2/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ን ወየ እዉን19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914732577 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል