ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

 በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ኣብ ት.እ.ም.ት ኢንቨስትመንት ማእከል ጉና ህንፃ(ከባቢ ማይደገነ) ቢሮ ቁፅሪ 214 ብር 50 እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ንዕድም እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 19ሓምለ 2008 ዓም ን5ተ ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25 ሓምለ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

ጨረታ መደብ

s