ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት HP laptop core I 7 በዝሒ ሐደ : ኤክስተርናል ሃር ዲስክ 6 ቴራ ቫይት በዝሒ ሐደ : ዲቫየደር ፊንግ ፋንግሊያ በዝሒ ዓሰርተ ሓሙሽተ: ናይ ማይ ፕላስተር በዝሒ ሐደ ሚኢቲ : ኦድዩ ኬብል በዝሒ ሐደ : ቪድዩ ኬብል በዝሒ ክልት : ቪምሲ ኮኔክተር ሜል በዝሒ ሐደ : ኤክስልኣር ኬብል ኮኒከተር ኣንፊኖሎ ኤከስ 3 ኤም ቢ ኤም ኤንድ ኤፍ 20 ፕላስ 20 ኤንድ ኤፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን
2 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ዉሕስና ጨረታ 20000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 3/12/ 2017 ዓም ክሳብ 15/12/2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዳይሬክትሪ ዳይሬክተር ፋይናንስን ምሕደራን ሃፍትን ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ ስፐስፊኬሽ መሰረት ብምግባር ፋይናንሻልን ቴንካልን መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 3/12/ 2017 ዓም ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 15/12/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት
7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣታዊ ይገብር
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544