ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሃገረ ሰላም ሓደ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ናይ ደገ አምፑል ምስ ሓቃፍኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 17, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
2 ዶክመንት ዋጋ 100 ቅርሺ
3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 17/ 10 /2008 ዓምÂ ክሳብ 24 ሰነ 2008 ዓም
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት
5 ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 3000 ቅርሺ ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343390210