ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ቲኦቲ ዝኮኑን
2 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ቲኦቲ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 16/11/ 2017 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዳይሬክትሪ ፋይናንስ ሃብቲ ምሕደራ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ ስፐስፊኬሽ መሰረት ብምግባር ፋይናንሻልን ዝተዓሸገ መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 408 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 16/11/ 2017 ዓም ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 28/11/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት
7 ነቲ ካፈተሪያ ዝከዉን ንብረት እቲ ተጫሪቱ ዝሰዓረ ትካል ካብ ባዕሉ የቅርብ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 /46