ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል አዲስ ጎማ ምስ ካላማደርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 8, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
 በዚ መሰረት ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልከት Â ኮይኑ ናይ Â 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ዓም ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 6 ሰነ 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2Â 60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ Â 21 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶምÂ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና Â ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ Â ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ Â ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ጨረታ Â ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል