ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 3, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 09/17
ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ ክማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት
1. ተወዳደርቲ ካብ 03 10-2017 ዓም ክሳብ 06/10/2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ "
4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓዕዩ ዕለት 06/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት
3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም
5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኸቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል, የገድድን
7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ጥ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኸ ምባል ተቐባልነት የብለን 8 ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኽኽለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍል ኣታዊ ይገብር
ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0979787733 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ