ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰለዋ ነቲ ወረዳ አገልግሎት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
bidding: search status closed
ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ 25/9/2017 ዓም ክሳብ 9/10/2017 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብመዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም
1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል
2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ 2017 ዓም ናይ መቅረባይነት ዝተሐደሰ መረዳእታ ዘቅርብ
5 መከበሪ ጨረታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 6000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
6 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳከ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል እዩ
7 ናይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ዝዕፀወሉ 10/10/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተረጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ