ኮሌጅ ስነ ጥበባት ትግራይ ናይ ኣንሶላን ኮበርታን ብምልከታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን/ 68 /35

ዕለት 14 /9/2017ዓ/ም

ናይ ኣንሶላን ኮበርታን ምልከታ ፕሮፎርማ

ተቁ ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ Specifcation/ part numberመዐቀ Unitብዝሒ  Qantiityናይ ሓደ ዋጋላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1አንሶላ1-ደረጃቁፅሪ20
2ኮቦርታ በዓል1.20 ሴ.ሜሉስሉሰቁፅሪ20

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል።

4)አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/9/2017 ዓ/ም ከሳብ ዕለት 19/9/ 2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 19/9/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።

አድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s