ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንናይ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2017 11:31 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብናይ ንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : መቅረባይነት  : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለረሽን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 22/9/2017 ዓም  ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሊ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ  ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 19 ሳልሳይ ደብሪ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ብመዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406451

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s