ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ፓሎ (ኮንክሪት ሓፂንን) : ናይ ኤሌክትሪክን ቡንቧን ኣቁሑት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ ፎቶ ኮፒን ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ አለዎም
2 ናይ ጨረታ መክብሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒአ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምወሳድ ዝክእል
3 ካብ ተቁ 1 እስካብ 3 ከማልኡ ዝክእሉ ተጫረትቲ ናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 13/09/2008 ዓም ሰዓት 11:00 ሰዓት ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 14/09/2008 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት
6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344405806 / 0342410085 ምሕታት ይከኣል