ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቐመጠ አዋጅ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 158 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን 3500.00 ንንግድን ሆቴልን 4000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ሊዝ ጨረታ መሬት

1. ዙር ጨረታ 72

2. ዓይነት ጨረታ፡- መደበኛ

3. ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቐመጠ አዋጅ ቑፅሪ 721/2004 አንቀፅ 8 ንኡስ አንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቑፅሪ ካብ ሆ ክሳብ '' ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 158 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

ስለዚ መሬት ብሊዝ ጨረታ ንምርካብ ንምውድዳር ዝደሊ ሰብ ካብ ዕለት 05/09/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ! ኣብ eUBAS ሲስተም ናይ ተጠቃምነት ኣካውንት ንምፍጣር ፤ ዘይምለስ ብር ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን ትወዳደሩ ብር 3500.00 (ሰለስተ ሽሕ ሓሙሽተ ሚኢትን ቅርሺ) ከምእውን ንንግድን ሆቴልን ትወዳደሩ ብር / 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሺ) ብምኽፋል ኣብ ከተማ መቐለ መዘጋጃቤታዊ እቶት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊት ካርዲ ደረሰኝ ምቑራዕ ዝከኣል ምዃኑ ነፍልጥ።

4. ናይ ክፍሊት ካርዲ/ደረሰኝ መረፃ ግዜ ፡ ካብ ዕለት 050/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/09/2017 ዓ/ም ቕድሚ ሰዓት 0 ሰዓት ጥራሕ ይኸውን፣

5. ጨረታ ናብ (eLBAS System) ምእታው ዝዕፀወሉ ዕለት 18/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይኸውን፣

6. ጨረታ ብ(eLBAS System) ናይ ምንባብ ስነ ስርዓት ዝካየደሉ ዕለት 19/09/2017 ዓ/ም ኣብ ኣ/ም/መ/ከ/መቐለ ኣዳራሽ ተጫረቲ/ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ንጎሆ ሰዓት 03፡00 ይኸውን፤

7. ናይ መወዳእታ ውፂኢት ዝጥቀዐሉ ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 03፡00 ይኸውን፤

8. ናይ ጨረታ ዝርዝር መረዳእታ ኣብ ናይ ሓሙሽቲአን 5 ክፍለ ከተማታት መጠቅዒ ሰሌዳን ኣብ መርበብ ሓበሬታ http://www.tigraitv.com - ኣብ facebook-page" Facobook.com/dmtsiweyane ወይ ኣብ “Mekelle city communication affairs ምርኣይ ይክኣል::

9. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s